ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2016 ናይ 12 ክፍሊ ሃገራዊ ፈተና ካብ ዝወሰዱ ልዕሊ 674-ሽሕ ተፈተንቲ 5.4% ወይ ድማ 36,409 ተማሃሮ ጥራሕ ንላዕለዋይ ትምህርቲ ምሕላፎም ሚኒስትር ትምህርቲ ምግላፁ ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ምዕራብ ጎጃም፣ ቅድሚ ትማሊ ረቡዕ ክልተ መማህራን ምቅታሎም ፍርሂን ሻቅሎትን ከምዘሕደረሎም መማህራንን ሰራሕተኛታት ኣብያተ ትምህርቲን ይገልጹ ኣለው። መማህራን ምብራቕ፣ ምዕራብን ...
ጉጅለ ሑዝብላህ ዝጥቀመሉ ረድዮ መራኸቢታት ብምፍንጃሩ፡ ዛጊት 37 ሰባት ቀቲሉ፡ ኣስታት ሰለስተ ሽሕ ድማ ምቝሳሉ ንሚኒስትሪ ጥዕና ሊባኖስ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ ሓቢሩ። እተን ረድዮ ...
ጀርመን መንግስታ ብዘይስሩዕ መንገዲ ንዝኣትዉ ስደተኛታት ንምግታኦም ኣብ ዝፍትነሉ ዘሎ ኣብዚ እዋን ኣብ ኹሉ ናይ መሬትን ባሕርን ዶባታ ፍተሻ ናይ ምግባር መስርሕ ምትግባር ጀሚራ። እዚ ነቲ ቀንዲ ...
ንኽልተ ዘይቀጥታዊ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ኣንካራ ዘተኣናገደት ቱርኪየ፡ ኣብ ክንዲ ከም ዝቐደመ ንተወከልቲ ሃገራት ዓዲምካ ምዝርራብ፡ ብተናጸል ኣቐዲማ ምስቶም ተዛተይቲ ምልዛብ ከም ወሰነት ...
ሎሚ 18 መስከረም 2024፡ መበል 23 ዓመት ምዕጻው ናጻ ፕረስ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝዝከረሉ፡ መሰል ምግላጽ ሓሳባትን ድንፋዐ ስነ-ጽሑፍን ዝጣበቕ ፐን ኤርትራ ኣብ ስደት ዝተሰየመ ማሕበር ጸሓፍቲን ...
ኣብ በበይኑ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ሚሊሻን ፋኖን ብሰንኪ ዘሎ ግጭት ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ተመሃሮ ናብ ትምህርቲ ክምለሱ ከም ዘይከኣሉ ሓለፍቲ ...
" ክብል ከሲሱ። እዚ ወገን በቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ጉባኤ ዘካየደ ኣካል ህወሓት ካብ ኣባልነቱ ከም ዝተባረረ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ’ዩ። ኣብቲ ጉባኤ ህወሓት ምክትል ኣቦ-መንበር ኮይኖም ዝተመረፁ ኣይተ ...
ኣብ ማእከላይን ሰሜናዊን ፖርቱጋል ኣብ ዝርከብ ዱር ብዝተፈጥረ ባርዕ ሓዊ ዛጊት ንሰለስተ ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ሓዊሱ ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት ናብ 7 ክብ ኢሉ'ሎ። ኣብቲ ብቐዳም ዝጀመረ ባርዕ ቁጽሪ ...
“ግብረ-ሽበራውያን” ኢሉ ካብ ዝጸውዖም መጥቃዕቲ ከም ዝተፈጸመሉ ዝገልጽ ወታሃደራዊ መሪሕነት ማሊ፡ ነቲ ዝተፈተኖ መጥቃዕቲ ኣፍሺሉ እታ ርእሰ-ከተማ ኣብ ትሕቲ ቍጽጽሩ ከም ዘላ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ...
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ገለ ነበር ክፍለ ከተማ የካ ብምኽንያት እቲ ኣብ ወሰንናስን ሩባ ቀበና ክሳለጥ ዝተሓሰበ ልምዓት፡ ኣብ ዝሓፀረ ጊዜ ካብቲ ቦታ ክትወጹ ኢኹም ከም ዝተባህለ ንድምፂ ኣመሪካ ...
"ንዝተሻቐልኹምን ፅቡቕ ትምኒትኩም ንዝገለጽኹምን ንኹሉኹም ከመስግነኩም እደሊ። ብርግፅ መሳጢት ዕለት እያ ነይራ!" ኢሎም። ትራምፕ ቅድሚ ክልተ ወርሒ ኣብ ፔንስልቫኒያ ወፍሪ ምርጫ ...