ዜጋታት ግብፂ ናብ ዓርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ንከይገይሹ ኤምባሲ ግብፂ ኣብ ሶማል ኣጠንቂቁ:: መበገሲ እቲ መጠንቀቂ ኣብ'ቲ ከባቢ ይረኣ ዘሎ ፀጥታዊ ስግኣት ምኳኑ እቲ ኤምባሲ ጠቂሱ:: ኣብዚ ...
Lebanon: Israel killed a top Hezbollah commander in an airstrike on Beirut's southern suburbs on Friday, sharply escalating ...
A diplomatic solution in the Middle East is achievable and is urgent, the White House said Thursday after Israel reportedly ...
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ትሕቲ 50 መዓልታት ጥራይ ኣብ ዝተረፈሉ ሕፁያት ተወዳደርቲ ዶናልድ ትራፕን ካመላ ሃሪስን ንቁጠባ'ታ ሃገር ዘሓይልሉ ፖሊስታት ከምዘለዎም ብምግላፅ ኣብተን ወሰንቲ ዝኾና ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ምዕራብ ጎጃም፣ ቅድሚ ትማሊ ረቡዕ ክልተ መማህራን ምቅታሎም ፍርሂን ሻቅሎትን ከምዘሕደረሎም መማህራንን ሰራሕተኛታት ኣብያተ ትምህርቲን ይገልጹ ኣለው። መማህራን ምብራቕ፣ ምዕራብን ...
ዕጡቓት ሕዝቡላህ ዝጥቀሙለን ሓያሎ ረድዮ ርክብ ተባሪዐን ኣስታት 300 ሰባት ቀቲለን ኣስታት 3000 ድሕሪ ምቝሳለን፡ ኣብ ሊባኖስ ሓድሽ ራዕዲን ጥንቃቐን ፈጢሩ ኣሎ። እቲ ብእስራኤል ገለ ባእታ ከም ...
ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2016 ናይ 12 ክፍሊ ሃገራዊ ፈተና ካብ ዝወሰዱ ልዕሊ 674-ሽሕ ተፈተንቲ 5.4% ወይ ድማ 36,409 ተማሃሮ ጥራሕ ንላዕለዋይ ትምህርቲ ምሕላፎም ሚኒስትር ትምህርቲ ምግላፁ ...
ኣብ ኢንተርኔት ናይ ምዝራብ ነፃነት ዝቆፃፀሩ ዘለው ሕግታት ኣብ መላእ ፖለቲካዊ ደምበታት ኣመሪካ ኣብ ሕቶ ይወድቑ ኣለው። ወ ክልቲኦም ቀንዲ ፖለቲካዊ ፓርትታት ኣመሪካ ዝሰማምዕሉ ሓደ ነገር ...
ኣብ በበይኑ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ሚሊሻን ፋኖን ብሰንኪ ዘሎ ግጭት ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ተመሃሮ ናብ ትምህርቲ ክምለሱ ከም ዘይከኣሉ ሓለፍቲ ...
" ክብል ከሲሱ። እዚ ወገን በቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ጉባኤ ዘካየደ ኣካል ህወሓት ካብ ኣባልነቱ ከም ዝተባረረ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ’ዩ። ኣብቲ ጉባኤ ህወሓት ምክትል ኣቦ-መንበር ኮይኖም ዝተመረፁ ኣይተ ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...